Kiros Alemayehu Aye Kunjna ኣየ ቑንጅና Tigrigna Lyrics











############################# Video Source: www.youtube.com/watch?v=D2I5ycJjwQs

Kiros Alemayehu Aye Kunjna Tigrigna Lyrics • ኪሮስ ኣለማዮህ - ኣየ ቑንጅና || ግጥሚ • • In this video, we present the beautiful Tigrigna song Aye Kunjna by the legendary Kiros Alemayehu. Enjoy the rich, poetic lyrics that capture the essence of Tigrigna culture and heritage. • *Lyrics:* • ኪሮስ አለማየሁ - ኣየ ቔንጅና • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ከምተን ሑቐይ ሓሸው • ሸው ....ሸው.... • ሸው ከብለኒ ኢሉ ሸው... • ኣየ ቑንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ኣብቲ ልበይ ሃሰው ሰው • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ኣብቲ ልበይ ሃሰው ሰው • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ኣብቲ ልበይ ሃሰው ሰው • ሸው ....ሸው.... • ሸው ከብለኒ ኢሉ ሸው... • ሰማይ ሰማይ ትበሩ ነፋሮ • ሪኢኹም ዶ ፍቅሪ ዝመረሮ • ሰማይ ሰማይ ትበሩ ነፋሮ • ሪኢኹም ዶ ፍቅሪ ዝመረሮ • ባዕለይ ኣትየ ኮንኩ ቀራቕሮ • ኣለኹልኩም ኣብቲ መንቀርቔሮ • ኣየይ...እዋይ... • ጨኒቁኒ መን እየ ዘማኽሮ • ዝመኽረኒ ክእልሽ መሃሮ • ዝመኽረኒ ክእልሽ መሃሮ • መድሓኒተይ መድሓኒት ኣእሙሮ • ጨኒቁኒ መን እየ ዘማኽሮ • ዝመኽረኒ ክእልሽ መሃሮ • ዝኽረኒ ክእልሽ መሃሮ • መድሓኒተይ መድሓኒት ኣእሙሮ • ሓረግ ፍቅራ ልበይ ዝኣሰሮ • ሓረግ ፍቅራ ልበይ ዝኣሰሮ • መፍትሒኡ እንታይ እየ ዝገብሮ • ሓረግ ፍቅራ ልበይ ዝኣሰሮ • መፍትሒኡ እንታይ እየ ዝገብሮ • መፍትሒኡ እንታይ እየ ዝገብሮ • ሓረግ ፍቅራ ልበይ ዝኣሰሮ • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ከምተን ሑቐይ ሓሸው • ሸው ....ሸው.... • ሸው ከብለኒ ኢሉ ሸው... • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ኣብቲ ልበይ ሃሰው ሰው • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ኣብቲ ልበይ ሃሰው ሰው • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ከምተን ሑቐይ ሓሸው • ወይለይ ወይለይ መፂአኪ ባዕለይ • ተወሪረ ኣረኪበ ልበይ • ወይለይ ወይለይ መፂአኪ ባዕለይ • ተወሪረ ኣረኪበ ልበይ • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ብቓናኺ ተዘኒቡ ውነይ • ኢደይ ኢድኪ ተዳህሲሱ ነብሰይ • 'ዛ ዕምበባይ መፅለሊት ናይ በይነይ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ከምተን ሑቐይ ሓሸው • ኣየይ...እዋይ... • ክኣምነለይ ስልኪ ደርብይለይ • ክሰምረለይ ርክብ ቃልኪዳነይ • ኣብ ኣእምሮይ ብርሃን ኣብርህለይ • ክለቅቕ ሓሳባት ካብ ዝባነይ • ኣብ ኣእምሮይ ብርሃን ኣብርህለይ • ክለቅቕ ሓሳባት ካብ ዝባነይ • ኣብ ኣእምሮይ ብርሃን ኣብርህለይ • ክለቅቕ ሓሳባት ካብ ዝባነይ • ሓግዝኒ ብመዓር ላዛኺ • መሪፀኪ ወዲቀ ናባኺ • መሪፀኪ ወዲቀ ናባኺ • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ከምተን ሑቐይ ሓሸው • ሸው ....ሸው.... • ሸው ከብለኒ ኢሉ ሸው... • ኣየ ቔንጅና ዓይነይ ሰሓበኒ • ስና እዩ ሰበብ ወይለይ • ፀጉሪ ርእሳ ኣብ መዓንጣኣ ዘው • ጥምጥም ኢላ ኣብቲ ልበይ ሃሰው ሰው • ሸው ....ሸው.... • ሸው ከብለኒ ኢሉ ሸው... • እቲ ስንኺ ዘሕጉስ ሕዙናት • እቲ ዓይንኺ ዘራህርህ ጨካናት • እቲ ስንኺ ዘሕጉስ ሕዙናት • እቲ ዓይንኺ ዘራህርህ ጨካናት • ኣብቲ ልበይ ተኺልኪ መሰረት • ተሳዒረ ብርቕርኺ ኹናት • ኣብቲ ልበይ ተኺልኪ መሰረት • ተሳዒረ ብርቕርኺ ኹናት • ኣየይ...እዋይ… • ክሳድ እግራ ዓልቦ ዝኣሰሮ • መዓንጠኣ መቀነት ዝዘሮ • ጨጉሪ ርእሳ ወለባ ፀረሮ • ፍሉይ ቃላት መልሓሳ ዘምዓሮ • እቲ ኣፍልባ ጎባጉብ ወሮሮ • መዓርጋ መን እሞ ይድፈሮይ • ኣየ ውሕልነት ብመልክዕ ወይዘሮ • ፍቐድለይ ምሳኺ ክነብሮ • ፍቐድለይ ምሳኺ ክነብሮ • ኣስተባህሊ ኣስተባህሊ • ኣስተባህሊ ኣስተባህሊ • ፍቅሪ ክልቴና ክኾን ብዕሊ • ኣስተባህሊ ኣስተባህሊ • ፍቅሪ ክልቴና ክኾን ብዕሊ • ሸው... ሸው... • ሸው በለ ሸው በለ • እቲ ልበይ ሸው በለ • *About Kiros Alemayehu* • Kiros Alemayehu as an influential Tigrigna singer and songwriter, known for his heartfelt and soulful music. His songs continue to resonate with listeners around the world, preserving the beauty and depth of Tigrigna music. • • 🔔 Don't forget to subscribe and hit the bell icon to stay updated with our latest uploads! • 👍 Like, share, and comment to let us know your thoughts on this song! • • #TigrignaLyrics #KirosAlemayehu #AyeKunjna #GezaET #TigrignaMusic #TigrignaSongs #LyricsVideo #EritreanLyrics #EritreanMusic #Ethiopianlyrics #ኪሮስኣለማዮህ #ኪሮስ #ኣየቑንጅና

#############################









Content Report
Youtor.org / Youtor.org Torrents YT video Downloader © 2024

created by www.mixer.tube