Kiros Asfaha Teamir OFFICIAL AUDIO Eritrean music 2020











>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=3NZ_cWSJiZ8

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 • OFFICIAL Albums : • Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr • Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb • Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS • Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m • • An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. • All rights reserved ® HABESHA PLUS •    / habeshaplus   • • #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic • • Lyrics • ቃላት ኣይገልጾን’ዩ መልክዓ ኣካላ • ብጥበብ’ያ ወጽያ ናዓይ ተባሂላ • ኣብ እግራ ሮማዲ ደበና ጽላላ • ብኹለንትናኣ መን ከማይ ኣቢላ • ናይዚ ዘመን እዚ ጎብለል ተባሂላ • ናይዚ ዘመን እዚ ጎብለል ተባሂላ • ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ • ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ • ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል • ንኽብራ ይደበል ይታዓለል • ታኣምር... • ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ • ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ • ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ • ንገሩ ሾለ ኽብራ ዘምሩ • ታኣምር... • ካብ ደምን ስጋን ድያ’ታ • ካብ ናይ መሬትና ጽፍሒ • ዶ ወላስ ካብ ሰማያት • ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ • ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ • ምሰ ኣዋርቅ ኣብ ጥፍሒ • ይርእይ ኣሎ ዓይነይ • ተንቃሳቕሲት ወርሒ • ተንቃሳቕሲት ወርሒ • ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ • ብልሳን ብቐለም ከቢድ’ዩ ምግላጻ ምግላጻ • ኣይኮነን’ዶ ስሩዕ ቅርጻ • ኣይኮነን’ዶ ልኡል ድምጻ • ኣይኮነን’ዶ ቐላይ ዓይና • ኣይኮነን’ዶ በረድ ስና • ኣፍቂረዮለኹ ኣነስ ወላ ኽዳና • ወላ ትሓልፈሉ ጎደና • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ረቅቕቲ ፍጡራት ኣለዋ ይባሃል • ምልኩዓት ሙዃነን ይንገር ብዕላል • እዚኣ ግን ሰብ’ያ ስጋ ዝለበሰት • ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት • ንፈለማ ግዜ ኩሉ ዘማለአት • ከም ጸባ ትስተ ከም እኽሊ ትብላዕ • ካብ ጽባሕ ናብ ጽባሕ መሊሳ ትኹላዕ • ዓለም ክተመቅር ብፍሉይ ተላእኸት • ኣብ ምንቅስቓሳ ንፍሑላ መለኸት • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ካብ ማህጸን ክብረ ወሰን ሓዚላ • ኣብዚ ዘመን ታኣምር ተፈጢራ • ልደታ ኣብ ዓለማት ይጸምበል • ንኽብራ ይደበል ይታዓለል • ታኣምር... • ንገሩ ህዝቢ ዓለም ኣበስሩ • ንገሩ ዝራኣኽሞ መስክሩ • ንገሩ ሓድሽ ነገር ተፈጢሩ • ንገሩ ሾለ ኽብራ ዘምሩ • ታኣምር... • ካብ ደምን ስጋን ድያ’ታ • ካብ ናይ መሬትና ጽፍሒ • ዶ ወላስ ካብ ሰማያት • ወይ ካብ ጉኑን ሞግልሒ • ኣብ ጠፈራት ድያ ዓብያ • ምሰ ኣዋርቅ ኣብ ጥፍሒ • ይርእይ ኣሎ ዓይነይ • ተንቃሳቕሲት ወርሒ • ተንቃሳቕሲት ወርሒ • ነቲ ዋግዋግ መሬት ኣብርሂዎ ገጻ • ብልሳን ብቐለም ከቢድ’ዩ ምግላጻ • ምግላጻ • ግርማኣ ግርማ ኽራማት • ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት • ኣፍልባ መዕረፊ ደንደስ • ሽታኣ ሽታ ቤት ምቕደስ • በየናይ መግለጺ ብምንታይ ክትምሰል • ገነት ብምልእታ ኣብኣያ ትጥቕለል • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ንሳ’ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ • ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ • ንሳ ፈጣሪ’ዩ ዋሕሳ • ንሳ ንግስቲ’ያ ንሳ • ንሳ ልእልቲ’ያ ንሳ • ንሳ እወ’ታ ማዓር ጠስሚ • ንሳ’ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ • ንሳ’ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ • ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ • ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ • ንሳ’ታ ሓያል ሰራዊታ • ንሳ’ታ ኹሉ ዝጥምታ • ንሳ’ታ ቕቡል ሓሳባታ • ንሳ ጌራትኒ’ላ ናታ • ንሳ ጌራትኒ’ላ ናታ • ንሳ እታ ታኣምር ቅርጻ • ንሳ ታ ጽብቕቲ ኣራግጻ • ንሳ እታ ጸባ ርሃጻ • ንሳ ንዓያ መሪጻ • ንሳ ንዓያ መሪጻ • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ገለያ’ዚኣስ ገለ ገለ’ያ ገለ • ቦኽሪ ዓይነይ ታኣምር ሪአ ዊዒለ • ንሳ’ታ ሃሪ ጸጉሪ ርእሳ • ንሳ እታ ግሩም ኣልባሳ • ንሳ ፈጣሪ’ዩ ዋሕሳ • ንሳ ንግስቲ’ያ ንሳ • ንሳ ልእልቲ’ያ ንሳ • ንሳ እወ’ታ ማዓር ጠስሚ • ንሳ’ታ ናይ ሂወተይ ትልሚ • ንሳ’ቲ ናይ ትማሊ ሕልሚ • ንሳ ጋህዲ ጌራቶ ሎሚ • ንሳ ንግስቲ’ያ ንሳ • ንሳ ልእልቲ’ያ ንሳ

#############################









Content Report
Youtor.org / YTube video Downloader Š 2025

created by www.youtor.org