Kiros Asfaha Mishet Mishet OFFICIAL VIDEO Eritrean music 2020











>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=8knNrwQGt34

Kiros Asfaha - Mishet Mishet (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 2020 • Songwriter compositor Kiros Asfaha • keyboard : Temesgen Kifleyesus • Saxophone : Mulugeta Sebhatu • Bass guitar : Ali • Studio : Tesfit • Camera Editing : Abel Yohannes • ግጥምን ዜማን ኪሮስ ኣስፋሃ • ኪቦርድ ተመስገን ክፍለየሱስ • ሳክስፎን ሙልጌታ ስባህቱ • በይዝ ጊታር ዓሊ • ስቱድዮ ተስፊት • ካሜራን ኤዲትን ኣቤል የውሃንስ • Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 • • OFFICIAL Albums : • Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr • Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb • Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS • Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m • • An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. • All rights reserved ® HABESHA PLUS •    / habeshaplus   • • #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic • Lyrics • • ሰላመይ ከሜለኺ • ልዋመይ ከሜለኺ • ሃረርታይ ከሜለኺ • ሃንቀውታይ ከሜለኺ • ኣነሞ... • ብዘይ ምቁራጽ • ይናፍቐኪ • ይናፍቐኪ • ኣነሞ • ቀትርን ለይትን • ይናፍቐኪ • ይናፍቐኪ • ምሸት ምሸት ብፍላይ • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት ብፍላይ • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ዝኾነት ቆንጆ • ሕልፍ እንተ ኢላትኒ • ማይ ይኸውን • ክሊክ ትገብረኒ • ዝኮነት ቆንጆ • ተበርግጎ ልበይ • ዝኮነት ቆንጆ • ትዘርጎ ሓሳበይ • ንስኺ መሲላቶስ • ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ • ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ • ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ • ይርኢ’ሞ ንፍቕ የብለኪ • ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ • መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ • ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ • ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ • መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ • ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ • ዝኽርኺ ኮይኑ’ሎ ናተይ ዓውዲ • ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ • ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ ለለ ለለ • ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት • ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት • ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት • ከምኣ ኢላ’ላ ልበይ ምስ ሓመመት • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ ለለ ለለ • ኣህ... • ሰላመይ ከሜለኺ • ልዋመይ ከሜለኺ • ሃረርታይ ከሜለኺ • ሃንቀውታይ ከሜለኺ • ኣነሞ... • ብዘይ ምቁራጽ • ይናፍቐኪ • ይናፍቐኪ • ኣነሞ • ቀትርን ለይትን • ይናፍቐኪ • ይናፍቐኪ • ምሸት ምሸት ብፍላይ • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት ብፍላይ • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ምሸት ምሸት • ዝኾነት ቆንጆ • ሕልፍ እንተ ኢላትኒ • ማይ ይኸውን • ክሊክ ትገብረኒ • ዝኮነት ቆንጆ • ተበርግጎ ልበይ • ዝኮነት ቆንጆ • ትዘርጎ ሓሳበይ • ንስኺ መሲላቶስ • ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ • ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ • ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ • ይርኢ’ሞ ንፍቕ የብለኪ • ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ • መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ • ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ • ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ • መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ • ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ • ዝኽርኺ ኮይኑ’ሎ ናተይ ዓውዲ • ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ • ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ ለለ ለለ • ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት • ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት • ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት • ከምኣ ኢላ’ላ ልበይ ምስ ሓመመት • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ • ኣወይ ለለ ለለ ለለ • ኣህ...

#############################









Content Report
Youtor.org / YTube video Downloader Š 2025

created by www.youtor.org