Kiros Asfaha Emo Dema Sleki OFFICIAL AUDIO Eritrean music 2020
>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=OQOYiQHhJI4
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 • OFFICIAL Albums : • Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr • Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb • Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS • Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m • • An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. • All rights reserved ® HABESHA PLUS • / habeshaplus • • #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic • • Lyrics • ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ • ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ • ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ • ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ • ክኸውን ጎጆ ክተጽልልለይ • ክኸውን ማእሲ ክተሳፍሕለይ • ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ • ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ • ክኽውን ድልድል እትሳገርለይ • ትዝምነዮ ሂወት ክትመርሕለይ • ይብል ኣለኹ ሶንሶለመ • ቃለይ የሕድስ ደጊመ • ሎሚ ሓሊበ ንጽባሕ • ከስትየኪ ጸባ ርግኦ ብራሕ • ህዝብኺ ጥታይ ሙኡዝ ሂወት ይምራሕ • እምበር ኣነስ ኣለኹ ብመስርሕ • ሎሚ ይኹን ጽባሕ • ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ • ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ • ብረትን ነዊትን ብማዕረ • ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ • ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ • ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ • ሃገረይ ሃገር ሓላላት • ሃገረይ ሃገር ሰማእታት • ሃገረይ ሃገር ሕውነት • ሃገረይ ሃገር ጅግንነት • ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት • እዛ መሬት እዛ ዘውዲ • እዛ ሃገር እዛ ዓዲ • ወሰን ወሰን ክበብዋ • ኣብ ማእከላ ዕየይዋ • እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ • ገነት ኤደን ኣምስልዋ • ተሳኒኹም ዕየይዋ • ገነት ኤደን ኣምስልዋ • እዛ ብሩር እዛ ወርቂ • እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ • ሽማ ሰማይ ከይዓረገ • ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ • ከይትደክም ከይትሕለል • ወላ ሳዓብ ሁወት ክፈል • ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ • ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ • ሃገረይ ሃገር ሓላላት • ሃገረይ ሃገር ሰማእታት • ሃገረይ ሃገር ሕውነት • ሃገተይ ሃገር ጅግንነት • ኩንለይ ሰላም ኩንለይ ገነት • እሞ ድማ ስለኺ እሞ • እሞ ክንዲ ክንዳኺ እሞ • እሞ ስለ’ቲ ባሕሪ እሞ • እሞ ስለ’ቲ ሕድሪ እሞ • ከመይ ዘይ ሓልፍ • ከመይ ዘይ ብጆ • ሃገር እንዲኺ • ሓለፋ ሃገራት • ጠዋሪተይ ጠዋሪተይ • ሓያም ግራት • ፍቕርኺንድዩ ኣመና ኸቢዱ • ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ • ዓይነይ ሃገር የማዕዱ • ልበይ ሃገር ሰኒዱ • ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር • ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር... • ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር • እናሻዕ ኣብ ውሽጠይ ዝሳወር • ዝብለኒ ማዕረ ዑፍ ተወርወር • ቀጠልያ ክደነኒ ዉፈር • ዝብለኒ ተሰቐል ተሸንከር • ኣበርቲዕካ ዕየ ተመራመር • ዝብለኒ ደምካ ራሃጽካ • ብቕዓትካ ኩለንትናኻ • ውሂዱ ሓድነት ይፍጠር • ገለ ዝዝከር ነገር • ግበረላ ነዛ ሃገር • ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር • ሕውየት ቁጠባ መድሃኒቱ • ብልጽግና ሰላም ሕመረቱ • ሕማም ሃገር • ሰማይኪ ሰሪቡ ሓቒቕ ከይፈሰሰ • ባሕርኺ መሊኡ ሞግስዕ ከይመለሰ • መሬትኪ ሰቢሑ ካዕበት ከይ ተሓፍሰ • ሃገረይ ቀደምኪ ክሳብ ዘይተመልሰ • ኣይክዓርፍንየ ኣበደን • ሕልናይ ፍቓዱይኮነን • ሰማይ ኩኒ ዕረጊ • ወቅብለይ ማዕርጊ • ዕበይሉ እዝ ህዝቢ • ዓለማት ኣዛርቢ • ኩንለይ’ሞ ሰላም • ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ • ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ • ልዕሊ ኹለን ሕደሪ • ልዕሊ ኹለን ሕደሪ • ሰማይ ኩኒ ዕረጊ • ወቅብለይ ማዕርጊ • ዕበይሉ እዝ ህዝቢ • ዓለማት ኣዛርቢ • ኩንለይ’ሞ ሰላም • ኩንለይ’ሞ ፍቕሪ • ባርኽዮ’ቲ ባሕሪ • ልዕሊ ኹለን ሕደሪ • ልዕሊ ኹለን ሕደሪ • እዛ መሬት እዛ ዘውዲ • እዛ ሃገር እዛ ዓዲ • ወሰን ወሰን ክበብዋ • ኣብ ማእከላ ዕየይዋ • እንኩም ሂወት እንኩም ራህዋ • ገነት ኤደን ኣምስልዋ • ተሳኒኹም ዕየይዋ • ገነት ኤደን ኣምስልዋ • እዛ ብሩር እዛ ወርቂ • እዛ ቀንዴል እዛ ሓቂ • ሽማ ሰማይ ከይዓረገ • ዳንዴር ምድራ ከይተጸርገ • ከይትደክም ከይትሕለል • ወላ ሰዓብ ሁወት ክፈል • ኣብ ሙኹላፉ ኣብ መወዳእታ • ከምኡንድዩሉ ሽደን ጎይታ
#############################
