Enka Msganay እንካ ምስጋናይ By Freweini Hmariam New Eritrean Catholic Mezmur 2023
>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=PvkXzmzbiKg
Enka Msganay (እንካ ምስጋናይ) • By Freweini Habtemaria • ብዘማሪት ፍረወይኒ ሃብተማርያም • New Eritrean Catholic Mezmur 2023 • ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ ምሕረት ስርዓት ግእዝ ኣትላንታ ጆርጅያ • #እንካ_ምስጋናይ • ኪሩብኤል ሱራፍኤል ዝሰግዱልካ ኣምላኽ • ኣምላኽ ኣማልኽቲ ንጉስ ናይ ነገስታት • ልዑል እግዚኣብሔር ዘይምርመር ዕብየትካ • ሩሕ ትንፋስ ሂወተይ ኣብ ኢድካ ዘዕቆብካ • ልበይ ተማሪኹ ምስጋና የቕርበልካ። • እንካ ምስጋናይ ውሰዶ ካብ ውሽጢ ልበይ • ይዕረግ ናብ ዙፋንካ • ስለ ዝነበረን ዘሎን ዝመጽእን ዓቢ ተግባራትካ • እንካ ምስጋናይ(2) ከም ጥዑም ሽቱ • ይዕረግ ናብ መቕደስካ። • መስዋእቲ ናይ ኣቤል ዝተቐበልካ ጎይታይ • ሎሚ’ውን ተቐበል እንሆ ምስጋናይ • ፍቕርኻን ሓልዮትካን እናሓንቀቐ ነብሰይ • ከመይ’ለ ስቕ ክብል እናጎስዐ ውሽጠይ • ሰላመይ መሊኡ በረኸት ኮይኑለይ። • ገና ኣብ ማህጸን ኣደይ እንከይተሃነጽኩ • ቅድም ትፈልጠኒ ትንፋስ ከይሰዃዕኩ • ኣብ ሕንብርቲ ኢድካ ንዓይ ወቂጥካኒ • ባርያ’የ እናበልኩ ውሉድካ ጌርካኒ • ምስጋናይ ንዓኻ ካልእ እንታይ ኣሎኒ። • እቲ ናተይ ዝብሎ እቲ ዘሎኒ ኩሉ • ናትካ’ዩ ኣምላኸይ ውህብቶ ኢድካ’ዩ • ኣምላኽ እዮብ ጻድቕ ኣምላኸይ ደባሲ • ብመደብ ትጽጉ ትህበኒ መልሲ • ምኽንያት ኣሎኒ ከመስግን ኣነሲ። • • ስለምንታይ’ሲ (2) ኦ እግዚኣብሔር • ዕላማኻ ኣብ ሂወተይ ወትሩ ሰናይ’ዩ። • በጺሐዮም ዝብሎም ናይ ዓወት መድረኻት • ኣብ ሂወተይ ሳላኻ’ዩ ጎይታይ። • • ሓሊፈዮም ዝብሎም ግድላት ናይ ሂወት • ኣብ መንገደይ ብጸጋኻ’ዩ ጎይታይ። • ብጸጋኻ’ዩ ጎይታይ • ብሳላኻ’ዩ ጎይታይ :: • #catholic #eritreancatholicmezmur #2023 #2023new #eritrea #eritrean #eritreanmusic #spritual #spritualmusic #mezmurcatholic #mezmurcollection #catholicchurch #catholicism #catholicprayer #catholicprayer #song #songs #catholicsong #catholicsongs #mezmure #videoclip #video #new #freweinimichael #freweini #freweinihabtemaria #ካቶሊካዊት #ቤተ-ክርስትያን #ኪዳነ-ምሕረት #ግእዝ #ኣትላንታ #ጆርጅያ
#############################
![](http://youtor.org/essay_main.png)