ሕቶታት ብዛዕባ ፍልልያት ኣወዳትን ኣዋልድን
>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=bvYZdyVh4O4
ኣብዛ ኢፒሶድ ብዛዕባ ኣብ ሓዳር ይኹን ኣብ ፍቕሪ ፡ መጻምዲ ብሰንኪ ዘለዎም ፍልልያት ብሰንኪ ዘይምፍላጥ ኩሉ ግዜ ኣብ ህልኽን ባእስን እዮም ዝነብሩ ፡ ሓንሳብ ሓንሳብ ውን ናብ ምፍልላይን ፍትሕን ክበጽሕ ይኽእል። ሓዳር ምስ ዝፈርስ ስድራ ይፈርስ ፡ ስድራ ምስ ዝፈርስ ድማ ሕብረተሰብ ይፈርስ። ስለዝኾነ ፍልልያትና ፈሊጥና ንኽንጸዋወርን ንኽንረዳዳእን ኢልና ዘዳለናዮ መደብ እዩ። እንቋዕ ብደሓን መጻኹም! • ዝተፈላለዩ ፕሮፌሽናል ስልጠናታት ንምውሳድ ኣብዚ ታሕተዋይ ሊንክ ጠውቑ • 💻🖥️📹📸📽️🎞️💿📊 • https://www.hbri.academy • ✅ ቋንቋ እንግሊዝ • ✅ ኮምፒዩተር • ✅ ቪድዮ ኤዲቲን • ✅ ካሜራ (ደረቕን ቪድዮን) • ✅ ግራፊክስ (ፎቶሾፕ) • ✅ ኣካውንቲን • ✅ ዌብሳይት ዲዛይን • ✅ ድርሰት ፊልም • ሕብሪ ኣካዳሚ • • Join this channel to get access to perks: • / @hbri-vodcast • #podcast #habeshapodcast #vodcast #tigrigna
#############################
