Telam Aytbelwa Kiros Asfaha OFFICIAL AUDIO Eritrean music 2020
>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=pDWxOpwdCuE
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 • OFFICIAL Albums : • Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr • Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb • Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS • Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m • • An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. • All rights reserved ® HABESHA PLUS • / habeshaplus • • #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic • • Lyrics • ኣይትበልዋ • ጠላም ኣይትበልዋ • ጠሊማ ኣይኮነትን • ሙኻንዩ ኣብዩዋ • ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ • ጠላም ኣይትበልዋ • ዕልል ተባሂሉ እንተ ኣሰረት ጋማ • ካልእ ተመርዕያ እምበር ማዓሰይ ጠሊማ • ኣይተሰክፍዋ ይኣኽላ ሕማማ • ኣብ ነብሲ ወከፍኩም ትኹን ከም ቀደማ • እንተ ትጠልም ዳኣ ውሽጣኳ ኣይምረበሻ • ንዓኣ ምሓሻ • በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር • በየናይ ልቢ ክልተ ምፍቃር • ልባ’ቲ ልቢ እቲ እሙን ልባ • ጠሊሙ ኣይኮነን ጉድያ ረኺባ • ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ’ዩ ኢልዋ • ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ • ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ’ዩ ኢልዋ • ሰልዚ ጠላም ኣይትበልዋ • ኣይትበልዋ • ጠላም ኣይትበልዋ • ጠሊማ ኣይኮነትን • ሙኻንዩ ኣብዩዋ • ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ • ጠላም ኣይትበልዋ • ዘክሩ ትማሊ ፍቕሪ ምስሳዓራ • ንብዓታ ናውሓዘት እንታይ ትብል ኔራ • ልባ ምስ ኣዘዛ’ኳያ ብኣፋ ነጊራ • ከመይ ዳኣ ሎሚ ጠላም ተባሂላ • ክትፈልጡ ልባሲ ሽመይ ምስተጻሕፎ • የለን ዝሓለፎ • ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል • ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል • ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ • ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ • ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ • ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ • ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት’ዩ ኢልዋ • ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ • ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ • ሸተት’ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ • ልሳና ንወዮ ጋና ኣሚነይ እንተበሎ • ኣነንድየ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቐሎ • ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ እንተ መርሐት • ትዝክረኒ’ያ እና ፈርሐት • ንውሽጢ እና ነብዐት • ስጋ እምበሪ ኣይጠልምን’ዩ ልቢ • ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ • እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ • ሓቚፍካ ዝርሮሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ • ኣይትፍረዱ ዓይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣዩ ኸይዱ • ልባ ግን ልባ ልባ ልባ ልባ • ልባ ዳኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ • ካብ ውሽጣ ጊዕዙ ቃልኪዳኑ ሒዙ • ኣብ ልበይ ሞይቱ’ሎ ፍቕሪ ተገኒዙ • በጃኹም ኣይትበልዋ • ጠላም ኣይትበልዋ • ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ • ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ • ጠላም ኣይትበልዋ
#############################
