Aykewninyu Kiros Asfaha OFFICIAL AUDIO Eritrean music 2020











>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=v9h_mAiBqe0

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 • OFFICIAL Albums : • Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr • Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb • Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS • Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m • • An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. • All rights reserved ® HABESHA PLUS •    / habeshaplus   • • #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic • • Lyrics • መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ • ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ • ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ • ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ • ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ • ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ • እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ • እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ • እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ • እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ • እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽብቕቲ • እሞኸ ክስእን ዶ ትግምቲ • ኣቲ ማዓረይ ተሓቚፍኪ ሓጊኺ • ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ • ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ • ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ • መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲሉኪ ውሕልና • መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና • መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና • ግና’ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ የዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ • ልቕልቕቲ መቓብር • መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ • ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ • ሕጊ ኣለዎ’ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ • ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ • ሕፈሪ’ስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ • ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር’የ ንዓኺ • እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ • እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ • እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ • እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ • እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽቭቕቲ • እሞኸ ክስእን’ዶ ትግምቲ • ኣቲ ማዓረይ ታሓቚፍኪ ሓጊኺ • ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ • ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ • ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ • መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲልኪ ውሕልና • መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና • መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና • ግና ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊ ኣ ጽብቕቲ • ኣብ ውሽጣ ይዕጽምቲ ኢኺ’ስኺ • ልቕልቕቲ መቓብር • ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ • ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ • ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ • ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ • ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ • ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ • ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ • ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ • ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ • ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ • ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • ኖኖ • ኖኖ • እምቢ እምቢ • እምቢ እምቢ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • ኖኖ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ • እምቢ እምቢ ኣይከውን’ዩ

#############################









Content Report
Youtor.org / YTube video Downloader Š 2025

created by www.youtor.org