Zban Yehwat Belwa Kiros Asfaha OFFICIAL AUDIO Eritrean music 2020
>> YOUR LINK HERE: ___ http://youtube.com/watch?v=zAssvN_d7Gw
Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 • OFFICIAL Albums : • Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr • Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb • Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS • Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m • • An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. • All rights reserved ® HABESHA PLUS • / habeshaplus • • #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic • • Lyrics • እና በልክዋ • ሓንትን ድምቕትን • እና በልክዋ • ሓንትን ስምርትን • ክልተ ኾይና ሁይ... • ሂወትን ሞትን • ተነጻጺላ ሁይ... • ከም ማይን ዘይትን • ጎሮሮይ እንድዕልካ • ጥፍኣት ተኣውጅልካ • እታ እንኮ ትየለላ • ዒላኻ ጨው ፈልፊላ • እንተስ ገለ ኣጉዲለ • እንተስ ገለ ኢሎማ • ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል • ምርኣየይ ተሓሲማ • ኡኡ... • ዓይና ፍቕሪ በቒቑ • ለውሃታ የጸንቂቑ • ማዓር ልሳና ዓርዒሩ • ገጻ ተኣሳሲሩ • ኣይፈልጣን’የ ብኸምዚ • ኮይንኒ’ሎ ዘይእመን • እንትርፎ ፍቱው ስማ • ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን • ድምቕተይ ተቐይራ • ፈጺማ ኮይና ካልእ • እንያይ ኮን’የ ኣቢሰ • ክሳብ ከምዚ ዘጽልእ • ክትክዝ ቀትርን ለይትን • ዓይነይ ኣብዩ ምዕማት • ዝባን የሕዋት በልዋ • ኣማልዱ ለባማት • እወ በልዋ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ተስፋ ቐቲላ’ላሞ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ኣህ.. • ቀይራ ኣመላ • ዒላይ ጨው ፈልፊላ • ጎሮሮይ እንድዕልካ • ጥፍኣት ተኣውጅልካ • እታ እንኮ ትየለላ • ዒላኻ ጨው ፈልፊላ • እንተስ ገለ ኣጉዲለ • እንተስ ገለ ኢሎማ • ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል • ምርኣየይ ተሓሲማ • ኡኡ... • ብ ረፋድ ነቓኒቓ • ንልበይ ተዳህያቶ • እንሆ ፈተኹኻ • ክትብል የእሚናቶ • ገርሂ ልቢ መሊሱ • ን ሕምቶ’ዶ ሕቶ • ክተሳስዮ ዉዒላስ • ሃዲማ’ብ እቶእቶ • ክሽሕራ እንተደለኹስ • እታ ብተይ ኮይና ነብሪ • ሪኤ እምበር ጉዳም ሪኤ • ኣብ ሓደ ገጽ ክልተ ባሕሪ • ዓሰርተ ከይቖጸረት • ሕቓኣ ሂባትኒ • ሰንፈላል ኮይነ’ለኹ • ባዶነት ወሪርኒ • እሞ በልዋ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ተስፋ ቐቲላ’ላሞ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ • ዝባን የሕዋት በልዋ • ኣህ.. • ቀይራ ኣመላ • ዒላይ ጨው ፈልፊላ
#############################
